ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኤርትራዊ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ` ኣብ ጀርመን ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ ግዝኣታዊ ሓድነት ሃገር ዘለዎ መርገጺ ይርኢ(2ይ ክፋል)


ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ መጀመርያ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ጀርመን፡ `ኤርትራዊ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ` ብፍሉይ ቅርጺ ዝተጸውዐ ፈላማይ ኣኼባ ኣካይዱ ኔሩ ።

መድረኽ ዘካየዶ ጉባኤ፡ ማዕረ ክንደይ ኣብ ሓባራዊ ባይታ ዝተሰረተ`ዩ፡ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፡ ክልተ ካብ ቦርድ መድረኽ ተዓዲሞም ኣለዉ። ኣብ ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል ድማ ብዛዕባ ቅዋምን ግዝኣታዊ ሓድነትን ዘለዎም መርገጽ ተሓቲቶም ኣለዉ።

ኣቶ ሱሌማን ኣደም ካብ ዓዲ-እንግሊዝ ምኽትል ኣቦ-መንበር ቦርድ ክኸውን ከሎ፡ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ካብ ኒው ዮርክ ድማ-ኣባል ቦርድ`ዩ።

ካብ ድምጺ ኣሜሪካ ንዝቐረበሎም ሕቶታት ኣብ ምምላስ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ክመጽእ ዝደልይዎ ለውጢ`ውን ተዛሪቦም ኣለዉ፡

ካልኣይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG