ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኤርትራዊ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ` ኣብ ጀርመን ዘካየድዎ ኣኼባ ሓባራዊ ባይታ ንምንጻፍ ዝዓለመ`ዩ ኔሩ ይብል


ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ መጀመርያ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ጀርመን፡ `ኤርትራዊ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ` ብፍሉይ ቅርጺ ዝተጸውዐ ፈላማይ ኣኼባ ኣካይዱ ኔሩ ።

መድረኽ ዘካየዶ ጉባኤ፡ ማዕረ ክንደይ ኣብ ሓባራዊ ባይታ ዝሰረተ`ዩ፡ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፡ ክልተ ካብ ቦርድ መድረኽ ተዓዲሞም ኣለዉ።

ኣቶ ሱሌማን ኣደም ካብ ዓዲ-እንግሊዝ ምኽትል ኣቦ-መንበር ቦርድ ክኸውን ከሎ፡ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ካብ ኒው ዮርክ ድማ-ኣባል ቦርድ`ዩ።

ካብ ድምጺ ኣሜሪካ ዝቐረበሎም ሕቶታት ኣብ ምምላስ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ክመጽእ ዝደልይዎ ለውጢ`ውን ተዛሪቦም ኣለዉ፡

ቀዳማይ ክፋሉ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG