ዋሽንግተን —
ነቲ መደብ ካብ መንጎ ዘተሓባብሩ ክልተ ሰባትን ሓንቲ ካብ ሕሙማትን አጋይሽ እዚ መደብ'ዮም።
ስነ-ጥበባዊ ፍስሃ ገብርሂወትን ካብ ሕሙማት ድማ ሰናይት ኣሕፈሮምን ካብ ካርቱም`ዮም፡ ካብ`ዚ ካብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ድማ ፡ ካብቲ ሕማም ዝተፈወሰት ይርጋኣለም ተስፉ።
ብዛዕባ እቲ ምትእኻብን ተመክሮኦም ከም ሕሙማን መንሽሮን ብዝምልከት ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።