ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለምለኸ ስምረት ኤርትራዊያን መጻኢ ኤርትራ ብዝምልከት ሲምፖዝዮም ኣካይዱ


ዓለምለኸ ስምረት ኤርትራዊያን መጻኢ ኤርትራ ብዝምልከት ሲምፖዝዮም ኣካይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:48 0:00

ዓለምለኸ ስምረት ኤርትራዊያን ወይ Eritrean Global Solidarity ዝተባህለ ሲቪካዊ ማሕበረሰብ መጻኢ ኤርትራ ብዝምልከት ሎሚ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን ሲምፖስዩም ኣካይዱ። ቀንዲ ዛዕባ እቲ ሲምፖዝዩም ዲሞክራሲያዊ ስግግር ኣብ ኤርትራ ዝምልከት ኮይኑ ሕሉፍ ታሪክ ስግግር ዲሞክራሲ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምድህሳስ ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ብኸመይ ይትግበርን ክጋጥሙ ዝኽእሉ ዝበሎም ብድሆታት ብዝምልከት ብሰብ ሞያ ጽሑፋት ቀሪቡ።

XS
SM
MD
LG