መሕተሚ
ኣብ ስቶኮልም ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ስካንደንቪያ ድሕሪ ምስታፍ፡ ሆላንድ ኣትያ`ላ
ካብ መንጎ ኣባላታ፡ ምስ ዘይነብ በሽር፡ ዮሴፍ ተኽላይ፡ ሑሴን ዓሊ በርካይ ዝተኻየደ ዕላል ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 28 መስከረም 2023 መርማሪ ሕ/ሃ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ጊዚኡ ክናዋሕ ጻውዒት ቐሪቡ ፡ ኣከባብራ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ኣመሪካ ኣማኻዊ ንጉዳያት ዲያስፖራ ብምዃን ካብ ዝተመረጹ 12 ሰባት ሓንቲ ኤርትራዊያን ኣመሪካዊያን ኣልማዝ ነጋሽ ዝተኻየደ ዕላል የጠቓልል።