ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያንን ኢትዮጵያዊያንን ተቐማጦ እስራኤል ናብራ መሪሩና ይብሉ


ተቀማጦ እስራኤል ኤርትራውያንን ኢትዮዽያዊያንን፣ልዕሊ‘ቲ ካልእ ሰብ ዝግምቶ መነባብሮና ዘማርር‘ዩ ይብሉ።ናይ ሎሚ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንኩነተ-ዳያስፖራ ክልቲኤን ሃገራት ብመጠኑ ዝዳህሰሰ ኮይኑ‘ሎ።ኣጋይሽና ኣቶ ኪዳነ ይስሃቅን ኣቶ መኮንን ተኽላይን‘ዮም።

ክልቲኦም ኣጋይሽ ዕድል ትምህርቲ፣ኣገልግሎት ጥዕና ንምርካብ ኣዝዩ ከቢድ ምኻኑ'ውን ይገልፁ።

ነቲ ቃለ-ምልልስ ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም።

XS
SM
MD
LG