ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባይቶ ፀጥታ ኤርትራን ጎረባብታን ኣብ ዝተረኸባሉ አኼባ አካይዱ


ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ኤርትራን ጎረባብታን ዝተረኸባሉ አኼባ ትማሊ 19 ሓምሌ 2011 ዓ.ም ኣብ ኒዮርክ ኣካይዱ።

ባይቶ ፀጥታ ነቲ አኼባ ዘካየዶ መንግስቲ ኤርትራ ብዘቅረቦ ሕቶ መሰረት ምኻኑ ኣብቲ አኼባ ዝተረኸቡ አቶ የማነ ገብረአብ ሓላፊ ፖሎቲካዊ ጉዳያት መንግስቲ ኤርትራ ገሊፆም።

አቶ የማነ ገብረአብ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ኤርትራ ብዛዕባ ጉዳያን ዞባ ቀርኒ አፍሪቃ ዘለዋ አረአእያን ብዝምልከት ንአባላት ባይቶ ፀጥታ ንኽትገልፅ ብዘቅረበቶ ሕቶ መሰረት'ቲ አኼባ ምክያዱ ገሊፆም።

ቀዳማይ ክፍሊ'ቲ ቃለ-መጠይቅ ንምስማዕ ጠውቁ:

XS
SM
MD
LG