ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቁፅሪ ኣትከኽቲ ሽጋራ ኣብ ኤርትራ ይውስኽ'ሎ


Map of Eritrea
Map of Eritrea

መብዛሕተኦም መናእሰይ'ዮም

ብመፅናዕቲ ኣይተደገፈን'ምበር ኣብ ኤርትራ በዝሒ ኣትከኽቲ ሽጋራ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናወሰኸ ምምፅኡ ይእመነሉ። ካብ'ቶም ኣትከኽቲ እቶም ዝበዝሑ ድማ መናእሰይ ምኻኖም ይእመን። ኣብ ጥዕና ዘስዕቦ ጸገም ከምዝርድኡን ንምግዳፉ ብዙሕ ኣጸጋሚ ኸምዘይኾነን`ውን ይኣምኑ።

ሰናይት ሃብቱ ዝለኣኸቶ መደብ ጥዕና ንምስማዕ ኣብ ላዕላዋይ የማን ዘሎ ምልክት ድምጺ ጠወቑ፡

XS
SM
MD
LG