No media source currently available
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረአብ ዝርከብዎ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ሎሚ አዲስ አበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዝርከብዎም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ተረኺቦም ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን
ርእይቶታት ንምርኣይ (1)
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን