ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፤ ኣብ ታሪኽ ተመርኲሳ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈረየት ፈላመይቲ ኮምፕዩተር ጌም


ኤርትራ፤ ኣብ ታሪኽ ተመርኲሳ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈረየት ፈላመይቲ ኮምፕዩተር ጌም
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:34 0:00

ኤርትራ፡ ኣብ ታሪኽ ተመርኲሳ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈረየት ፈላመይቲ ኮምፕዩተር ጌም

ናይ ኮምፕዩተር ጌም (ወይ ኣብ ኮምፕዩተራትን ካልእ መሳርሒታትን ዝጽወት) ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዕብየቱን ህቡብነቱን እናተዓጻጸፈ ዝመጽእ ዘሎ ዓውዲ’ዩ። ነዚ ዘሎ ምዕባለታት ዝተገንዘቡ መሃንድሳት እምበኣር፡ ኣብ ኤርትራ፡ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈረየት ናይ ፈለማ ናይ ኮምፕዩተር ጌም ንህዝቢ ኣላልዮም ኣለዉ። እቲ ተወሳኺ ፍሉይነታ ድማ ኣብ ኤርትራ ንዝተፈጸመ ታሪኽ ተመርኲሳ ዝተሰርሐት ብምዃና’ያ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG