ኤርትራ፤ ኣብ ታሪኽ ተመርኲሳ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈረየት ፈላመይቲ ኮምፕዩተር ጌም


ኤርትራ፤ ኣብ ታሪኽ ተመርኲሳ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈረየት  ፈላመይቲ ኮምፕዩተር ጌም

No media source currently available

ናይ ኮምፕዩተር ጌም (ወይ ኣብ ኮምፕዩተራትን ካልእ መሳርሒታትን ዝጽወት) ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዕብየቱን ህቡብነቱን እናተዓጻጸፈ ዝመጽእ ዘሎ ዓውዲ’ዩ። ነዚ ዘሎ ምዕባለታት ዝተገንዘቡ መሃንድሳት እምበኣር፡ ኣብ ኤርትራ፡ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ዝፈረየት ናይ ፈለማ ናይ ኮምፕዩተር ጌም ንህዝቢ ኣላልዮም ኣለዉ። እቲ ተወሳኺ ፍሉይነታ ድማ ኣብ ኤርትራ ንዝተፈጸመ ታሪኽ ተመርኲሳ ዝተሰርሐት ብምዃና’ያ።

​
XS
SM
MD
LG