ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ: ኢትዮጵያ መጠነ ሰፊሕ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ክትፍጽመለይ ትዳሎ ኣላ ንዝበለቶ ኢትዮጵያ ነጺጋቶ


ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰዓትዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ መጠነ ሰፊሕ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ንምፍጻም ኣብ ምድላው ትርከብ ክትብል ኤርትራ ብመገዲ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቅን ኣቶ የማነ ገብርኣብ ንዘቕረበቶ መግለጺ ኢትዮጵያ ኣሉታ ሂባትሉ ኣላ።

ሚኒስተር ኮምዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ግን እናተዳለና ኣይኮናን፤ ምድላው ኣየድልየናንዩ ክብሉ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG