ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዝሓለፉ ’20 ዓመታት እዋን ናፅነት ኤርትራ’ እንታይ ተፈፂሙ? (3ይ ክፋል)


Eritrea
Eritrea
"ኩሉ-ጊዜ ግርጭት፣ውግእ የጓንፍ‘ዩ።ግን ክልተ ዝተባእሱ ብዕርቂ እንድሕ ክፍታሕ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም፣ኣነ እንድሕር ተዓዊተ ክቅበሎ‘የ፣እንድሕር ዘይተዓዊተ ግና ኣይቅበሎን ኣይትብልን" ይብል ኣቶ ክፍለየሱስ ንኩነታት ኣይኣሰላም ኣይኲናት ኢትዮዽያን ኣመልኪቱ ክዛረብ ከሎ።

ዶ/ር ጋይም ብወገኑ "እቲ ‘ኣይሰላም ኣይኲናት‘ ሃዋሁ ኣብ ኣይድያል ስትዌሽን፣ ኢትዮዽያ ነቲ ዝፈረመትሉ ክትቅበሎ ኣለዋ።ግን ኣይተቀበለቶን።ስለዘይተቀበለቶ ከም‘ዚ ኢሉ ንዘልኣለም ክነብር ኣለዎ ማለት ኣይኮነን።ብተዓፃፃፊ መንገዲ ክፍተን ኣለዎ‘የ ዝብል" ኢሉ።

ብተኸታታሊ ክነቅርበልኩም ዝቀነና፣ኤርትራ ኣብ ዝሓለፉ 22 ዓመታት ዘመነ ነፃነት ዝብል መደብ ዛዚምና‘ለና።ንሰለስቲኡ ክትዓት ክተዳምፁ ትኽእሉ ኢኹም።
3ይ ክፋል
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:06 0:00
መራገፊ


(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:18 0:00
መራገፊ

(1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:21 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG