ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ መግለጺ ኢህኣዲግ ሓድሽ ነገር ዘይብሉ ጊዜ መዓደጊ’ዩ ክብሉ ኦፌኮን ሰማያዊ ፓርቲን ነጺጎሞ

  • ቪኦኤ ዜና
  • ምንያ ኣፈወርቂ

ኣብ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ሰልፍታት ካብ ዝጅምር ልዕሊ ክልተ ዓመታት ኮይኑ’ሎ። ብሰንኪ እዚ ተቓውሞታት ድማ ሞት፡ ጉድለት አካል፡ንብረት ምዕናውን ማእሰርቲን ብሓፈሻ ፖለቲካዊ ቅልውላው ፈጢሩ’ሎ።

ድሕሪ’ዚ ገዛኢ ፓርቲ ኢህኣዲግ ን18 መዓልታት ዕጽው ኣኼባ ከካይድ ምቕናዩን ኣኼብኡ ዛዚሙ ትማሊ መግለጺ ምሃቡ ይፍለጥ።

እቲ መግለጺ ኣብ ኣመራርሓ ንዝተፈጥሩ ድኽመታትን ስግኣታትን ንምእላይ ብዝኽእል ምርድዳእን ስምምዕ ገምጊሙ ኣኼብኡ ከምዝዛመ ኣፍሊጡ’ሎ።

ተቓወምቲ ፖለቲካ’ታ ሃገር ግን ናይ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረስን ሰማያዊ ፓርቲን ግን እቲ መግለጺ ሓድሽ ነገር የብሉን ዝተለመደ አዘናጊዕካ ጊዜ መዓደጊ ውልቀ መላኪነት መቐጸሊ’ዩ ክብሉ ነጺጎሞ ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG