ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዳይ ኢምግሬሽን ኣብ ምርጫ ኣመሪካ 2024


ጉዳይ ኢምግሬሽን ኣብ ምርጫ ኣመሪካ 2024
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:18 0:00

ፕረዚደንታዊ ሕጹይ ዶናልድ ትራምፕ፡ ብምድንጋር ንግዳዊ ገንዘብ ኣብ ቤት ፍርዲ ኒውዮርክ ገበነኛ ኮይኑ ድሕሪ ምርካቡ፡ ዳግም ናብ ጎስጓስ ምርጫ ተመሊሱ`ሎ።  ኣብ ምዕራባዊ ግዝኣታት ንድጋፉ ኣብ ዝተኻየደ ሰልፊ ዝተዛረበ ትራምፕ፡ኣብ ኢሚግረሽን ብምትኳር፡ ሃገራት ሰበን ናብ ኣመሪካ ከይመጹ ጠጠው እንተዘይቢለን ማዕቀብ ከም ዝገብረለን ኣጠንቂቑ። 

XS
SM
MD
LG