ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርጫ ኣመሪካን ዘይወሰኑ መረጽቲን


ምርጫ ኣመሪካን ዘይወሰኑ መረጽቲን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:16 0:00

ዕድመ ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ትሕቲ ሓደ ወርሒ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ነቶም ንመን ከምዝመርጹ ዘይወሰኑ ኣመሪካዊያን ንምእማን ይጽዕሩ ኣለው።   ኣብ ብርክት ዝበላ ክፍላተ ግዝኣታት ኣመሪካ ቅድመ መዓልቲ ምርጫ ድምጺ ምሃብ አብ ዝጀመርሉ ሕጂ እዋን፣ ገለ ኣመሪካዊያን ግና ገና ንመን ከምዝመርጹ’ኳ ኣይወሰኑን።

XS
SM
MD
LG