ምርጫ ኣመሪካን ዘይወሰኑ መረጽቲን
- ዜና ቪኦኤ
ዕድመ ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ትሕቲ ሓደ ወርሒ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ነቶም ንመን ከምዝመርጹ ዘይወሰኑ ኣመሪካዊያን ንምእማን ይጽዕሩ ኣለው። ኣብ ብርክት ዝበላ ክፍላተ ግዝኣታት ኣመሪካ ቅድመ መዓልቲ ምርጫ ድምጺ ምሃብ አብ ዝጀመርሉ ሕጂ እዋን፣ ገለ ኣመሪካዊያን ግና ገና ንመን ከምዝመርጹ’ኳ ኣይወሰኑን።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ