ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቱንዝያ ጀሚሩ ኣብ ሃገራት ዓረብ ይቀፃፀል ዘሎ ዓመፅ ናበይ የምርሕ?

Suez Canal Company workers protest as they began an open-ended strike in front of the company's headquarters in Ismailia City, Egypt,Wednesday, Feb. 9, 2011.
Suez Canal Company workers protest as they began an open-ended strike in front of the company's headquarters in Ismailia City, Egypt,Wednesday, Feb. 9, 2011.

ግብፂ ብዘለዋ ስትራተጂያዊ ረብሓ እቲ ህዝባዊ ዓመፅ ከም ናይ ቱንዝያ ኣይዕወትን

ቅድም ክብል ኣብ ቱንዝያ ጀሚሩ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓረብ ብፍላይ ድማ ኣብ ግብፂ ይቀፃፀል ዘሎ ሕዝባዊ ዓመፅ መንግስታት ሕቶ ህዝቦም ክምልሱ ኣለዎም ይብሉ ክልተ ክኢላታት።

ኣማኻሪ ሕጊ ዝኾኑ ኣቶ መስፍን ፍትዊ ካብ በልጀም ብራስለስን ዳይረክተር ገባሪ ሰናይ ዝኾኑ ኣቶ ሙላት ታደሰ ካብ ለንደን ከምዝገለፅዎ ኣብ ግብፂ ዝካየድ ዘሎ ዓመፅ ከም ናይ ቱንዝያ ክዕወትዶ ይኸውን ዝብል ንቕድሚት ምርእያ ኣድላይዃ እንተኾነ ግብፂ ብዘለዋ ስትራትረጃዊ ኣቀማምጣን ምስ ዩናይትድ ስቴትስ ብዘለዋ ስጡም ርክብን በቲ እቲ ማዕበል ዝደልዮ ክኸይድ ከምዘይኽእል ይገልፁ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክ ድምፂ ፅቐጡ፡

XS
SM
MD
LG