ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግብጻዊያን ዝክሪ 5ይ ዓመት ምጅማር እቲ ብ'ዓረብ ስፕሪንግ' ዝፍለጥ ህዝባዊ ተቃውሞ ኣኽቢሮም

ግብጻዊያን ነቲ ዝክሪ'ቲ ህዝባዊ ተቃውሞ ኣብ ጽርግያታት ንኡስ ናይ ተቃውሞ ሰልፍታት ብምክያድ'ዮም አብዒሎሞ።
ናይዚ እዋን'ዚ ፕረዝደንት ዓብደልፈታሕ አል-ሲሲ ነቲ ናይ 2011 ዓ.ም.ፈ ተቃውሞ ብምንኣድ እቲ ተቃውሚ ሓዳስ ግብጺ ዘምጸአ'ዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ ግብጻዊያን ነቲ በዚ መዓልቲ ዝክበር መዓልቲ ፖሊስ'ውን ከረሜላን ዕንባባን ንፖሊስ ብምሃብ ኣክቢሮም።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG