ምሩጽ ፕረ. ዶናልድ ትራምፕ "ኩሉ ሎሚ ክጅምርዩ። ሰዓት 11 ኣብ ቃለመሓላ የራኽበና። ምንቅስቓስና ቀጻሊ'ዩ። እቲ ሰራሕ ድማ ክጅምር'ዩ።" ኢሎም።… https://t.co/krbQlVLt5D
— VOA Tigrigna (@VOATigrigna) 20.1.2017
- By ዊንታ ኪዳነ
ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ኣብ ዘመሓላለፍዎ ናይ ቲወተር መልእኽቲ
"ኩሉ ሎሚ ክጅምርዩ። ሰዓት 11 (ብናይ ዲሲ ኣቆጻጽራ ምዃኑዩ) ኣብ ስነ-ስርዓት ቃለ መሓላ የራኽበና። ምንቅስቓስና ቀጻሊ'ዩ። እቲ ሰራሕ ድማ ክጅምር'ዩ።" ኢሎም።
- By ዊንታ ኪዳነ
ቀዳመይቲ እመቤት ሚሸል ኦባማን ድሕሪ ቁሩብ ሰዓታት ቀዳመይቲ እመቤት ኣሜሪካ ዝኾነ መላንያ ትራምፕ ኣብ ጽንብል ቃለ መሓለ ፕረዝደንት ዝኻየደሉ ካፒቶል ሂል በጺሐን።