- By ዊንታ ኪዳነ
ኣብ ናይ 2016 ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ቀንዲ መቐናቕንቲ ምሩጽ ፕረዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝነበራ ሂላሪ ክሊንተን ኣብ ጽንብል ስነ ስርዓት ቃለ መሓላ ምሩጽ ፕረዝደንት ኣሜሪካ ተረኺበን ኣለዋ።
ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ሚቸል ኦባማ ብምዃን ንምሩጽ ፕረዝደንት ዶ
ናልድ ትራምፕ ኣብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ተቐቢሎሞ
ዶናልድ ትራምፕ: ነጋዳይ: ፖለቲከኛ: ኣዳላዊ ትሕዝቶ ተለቪዥን ሕጂ ድማ ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ እዮም። መበል 45 ፕረዚደንት ኣመሪካ ኮይኖም ድማ ስልጣን ካብ እዋናዊ ፕረዚደንት ኣመሪካ ባራክ ኦባማ ዝመጽእ ዓርቢ 20 ጥሪ 2017 ክርከቡ እዮም። እዚ ዓምዲ'ዚ ንስነ-ስርዓት ጽምብል ቃለ-መሓላ ፕረዚደንት ኣመሪካ ኣቶኪሩ -ንዝካየዱ ዓበይቲ ዓበይቲ ፍጻመታት ብጽሑፍ: ስእልን: ቪድዮን ኣሰንዩ ዘስፍርዩ።