ምዕራፍ ምምሕዳር ኦባማ ተዛዚሙ፣ ሓድሽ ምዕራፍ ትራምፕ ይኽፈት https://t.co/Je4SzMxlnI #Eritrea #Ethiopia #VOATigrigna #Trump #VOAInaug #Obama
— VOA Tigrigna (@VOATigrigna) 19.1.2017
- By ዊንታ ኪዳነ
ምሩጽ ፕረዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ሓሙስ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ኣትዮም።
ጽባሕ 20 ጥሪ 2017 ምሩጽ ዶናልድ ትራምፕ መበል 45 ፕረዝደንት ኣሜሪካ ኮይኖም ቃለ መሓለ ክፍጽሙ እዮም።
ጉዕዞ ዶናልድ ትራምፕ ናብ ፕረዝደንት ኣሜሪካ #Eritrea #Ethiopia #VOATigrigna #Trump #VOAInagu https://t.co/soQezMvejl
— VOA Tigrigna (@VOATigrigna) 19.1.2017