ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ዘተ ምሁራን ኣብ ርእይቶታት ሄርማን ኮሃን


ኣብ ሚኒስትር ወጻኢ ኣሜሪካ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝነበሩ ሚስተር ሄርማን ኮሃን ኣብ መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ኣጠቃቕማ ወደባት ኤርትራን ኣመልኪቶም ቃለ-መጠይቕ ኣካይዶም ኔሮም። ሚስጥራዊ መስርሕ ሰላም ቀጺለሉ'ለኹ ዝበሉ ሚስተር ሄርማን ኮሃን ስለ ግዳያት ደርቂ ተባሂሉ ማህበረሰብ ዓለም ብወደባት ኤርትራ ሓገዝ እኽሊ ናብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ክሓልፍ ዝብል ርእይቶ ይህቡ።

ኢትዮጵያዊ ዶ/ር ሃይሉ ሃብቱ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ኤርትራዊ ዶ/ር ጸጋይ ይስሓቅ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሚዙሪን ብዛዕባ'ዚ ርእይቶ ኣብ ሚኒስትር ወጻኢ ኣሜሪካ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝነበሩ ሚስተር ሄርማን ኮሃን ርእይቶኦም ገሊጾም'ለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ቀዳማይ ክፋል'ቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ዘተ ምሁራን ኣብ ርእይቶታት ሄርማን ኮሃን
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:14 0:00

XS
SM
MD
LG