ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብዛዕባ ምስ ቀ/ሚ ሃይለማሪያም ዝተኻየደ ዘተ ምሁራን እንታይ ይብሉ? (2ይ ኽፋል)


መንግስቲ ኢትዮጵያ ፀረ-ሽብር፣ፀረ-ግዕዝይና፣ናይ ገበርቲ ሰናይን ማሕበራትን ሕጊ ዝኣመሰሉ ሕግታት ተቓውሞ ንምዕፋን ይጥቀመሉ ከይክሊ ንዝልዓል ስግኣትን ወቐሳን ግቡእ ኣይኮነን ይብል ኣቶ ምክኤለ ፀጋይ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ምምህር ፖለቲካዊ ሳይንስ።መንግስቲ ካብ መሬት ተላዒሉ ዝኣስር እንተዝኸውን ንብዙሓት ኣሽሓት ምኣሰረ ነይሩ ይብል።

ኣብ ዩኢንቨስሪ ኣዲስ ኣበባ መምህር ክፍሊ ሕጊ ዝኾኑ ዶ/ር መሓሪ ረዳኢ ግን ፅቡቕ ኢና ዘለና ዝብል ጉድኣት ከየስዕብ ምጥንቃቕ ኣድላዩ እዩ ይብሉ።ካብ ዝተፈላለዩ ኩርንዓት ወቐሳታት ክመፁ ከለው ስኽን ኢልካ ምርኣይን ንምእራም ቅሩብ ምዃንን ኣገዳሲ እዩ ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG