ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብዛዕባ ምስ ቀ/ሚ ሃይለማሪያም ዝተኻየደ ዘተ ምሁራን እንታይ ይብሉ? (1ይ ኽፋል)


ኣቶ ሚካኤል ጸጋይን ተ. ፕሮፌ. መሐሪ ረዳኢን
ኣቶ ሚካኤል ጸጋይን ተ. ፕሮፌ. መሐሪ ረዳኢን

ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ምስ ልዕሊ 600 መምህራን ዩኒቨርስታት እታ ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሓደ መዓልቲ ዘተ ኣካይዶም ነይሮም።

ቀንዲ ትኹረት እቲ ኣኼባ ህዳሴ ኢትዮጵያን ሃገራዊ ምርድዳእን ዝብሉ ኮይኑ ዓበይቲ ፖለቲካዊ፣ሕጋዊ፣ታሪኻዊን ማሕበረቁጠባውን ጉዳያት ተላዒሎም ነይሮም።ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ዝኾኑ ተሓባባሪ ፕሮፌሰር መሓሪ ረዳኢን ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ፖለቲካዊ ሳይንስ ኣቶ ሚኪኤለ ፀጋይን ኣብቲ ኣኼባ ተሳቲፎም ነይሮም።ብዛዕባ እቲ ኣኼባ ርእይቶኦም ይህቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG