ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሞያ ጋዜጠኝነት ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ እንታይ ይመስል?(2ይ ክፋል)


ኩነታት ሚዲያን ጋዜጠኝነትን ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ብዝምልከት ሓላፊ ሬድዮ ድምፂ ወያነ ትግራይ ኣቶ ኣበበ ኣስገዶም፣ ኣብ ክልል ትግራይ ቤት ጽሕፈት ርክብ መንግስትን ሓላፊ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ምምሃርን ምብቃዕን ሚዲያን ርክብ ህዝብን ኣቶ ግዛቸው ግርማይ፣ወናኒን ማኔጂንግ ኤድተርን ናይ ውልቂ መፅሄት ውራይና ጋዜጠኛ ጌታቸው ኣረጋዊን ኣብ ጋዜጣ ሪፖርተር ኣሰናዳኢ ፖለቲካዊ ዓምዲ ጋዜጠኛ የማነ ናግሽን ክትዕ ኣካይዶም ኔሮም።

ኣጋጣሚታት ወይ ፍፃመታት ክህልው ከለው ቤት ጽሕፈት ርክብ መንግስትን ህዝብን ክልል ትግራይ ንኩሎም ሚዲያታት ኣይዕድምን ንዝብል ርእይቶ፣ ኣቶ ግዛቸው ሌላን ጉሌላን ኣይነውፅእን፤ንኹሉ ንዕድም ኢና ክብል ንዝሃቦ መልሲ ኣቶ ጌታቸው እዚ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩ ኢሉ ሞጊቱዎ ነይሩ።

ካልኣይ ክፋል’ቲ ዝርርብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሞያ ጋዜጠኝነት ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ እንታይ ይመስል?(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:27 0:00

XS
SM
MD
LG