ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስሕሓብ ኣቶ ብርሃኑ ኣባዲን ቤት ፅሕፈት ህውሓትን (ካልኣይ ክፋል)


ኣካያዲ ስራሕ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝነበረ ጋዜጠኛን ደራሲን ብርሃኑ ኣባዲ ኣብ ስሩዕ መንግስታዊ መሓውር ዘየለ ብቤት ጽሕፈት ህውሓት ዝምራሕ ናይ ሚዲያ ኮሚቴ ኣብ ዕለታዊ ስራሕተኛ ጣልቃ ይኣትው ነይሩ፤ስሩዕ ብዘይኮነ በዚ ኣካል ካብ ሓላፍነተይ ክልዓል ተገይረ ምባሉ ይዝከር።

ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህውሓት፣ምኽትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ህውሓትን ኣባል ኮሚቴ ሚድያን ዝኾኑ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ግን እቲ ኮሚቴ ኣጠቓላሊ ኣንፈት ካብ ምምራሕ ወፃኢ ኣብ መዓልታዊ ስርሓት ጣልቃ ኣይኣተወን፤ኣቶ ብርሃኑ ካብ ሓላፍነቱ ዝተላዓለ ድማ እቲ ዝድለ ለውጢ ብዘይምምፅኡን ካብቲ ዝተቐመጠ ዕላማ ወፃኢ ናይ ምንቅስቓስ ምልክታት ስለዝተርኣየን እዩ ኢሎም።

ዝርዝሩ ኣብዚ ምዝማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:44 0:00

XS
SM
MD
LG