ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ኣከባብራ በዓል ልደት ኣብ ኣስመራ
በዓል ልደት የሱስ ክርስቶስ ኣብ መንጎ መእመናን ክርስትና ሎሚ 7 ጥሪ 2025 ወይ ድማ 29 ታሕሳስ 2017 ኣብ መላእ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብኽብ ዝበለ ስነ-ስርዓትን ሰለማዊ ሃዋሁን ምሕላፉ ወኪላትና ኣመልኪቶም። እዚ በዓል መእመናን ምስ ስድራቤቶም ኰይኖም ኣብ ኣባይቶም ዘኽብርዎ መንፈሳዊ በዓል ከም ምዃኑ መጠን ወኪላትና ኣመት ዕዳጋ’ውን ገይሮም ኣለዉ።
ቅጥዒ