ኣከባብራ በዓል ልደት ኣብ ኣስመራ
በዓል ልደት የሱስ ክርስቶስ ኣብ መንጎ መእመናን ክርስትና ሎሚ 7 ጥሪ ወይ ድማ 29 ታሕሳስ ኣብ መላእ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብኽብ ዝበለ ስነ-ስርዓትን ሰለማዊ ሃዋሁን ምሕላፉ ወኪላትና ኣመልኪቶም። እዚ በዓል መእመናን ምስ ስድራቤቶም ኰይኖም ኣብ ኣብያቶም ዘብዕሉዎ መንፈሳዊ በዓል ከም ምዃኑ መጠን ወኪላትና ኣመት ዕዳጋ’ውን ገይሮም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ