ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'መዋፅኦ ዘይብሉ ፀገም ኢትዮዽያን ኤርትራን' ብቻትሃም ሃውስ


ጀይሰን ማስልይ
ጀይሰን ማስልይ
ቻትሃም ሃውስ፣ኣብ ሞንጎ ኢትዮዽያን ኤርትራን ንዝራኣይ ውጥረትን ምስሕሓብን ንምድቃስ ዘሕግዝ ኢሉ ዝኣመሞ ሓድሽ ኣተሓሳስባ‘ሎ።

እቲ ብገለ ወገናት ጠንቂ ኲናትን ውጥረትን‘ዩ፣ንዝሓለፉ ኣስታት 12 ዓመታት ዘይተፈትሐ ምስሕሓብ ኣስዒቡ ዝባሃል ጉዳይ ዶብን ብይን ኮምሽንን ንጊዚኡ ንጎኒ ኣወንዚፍካ ኣብ ካልኦት ዘርብሑ ጉዳያት ምትኳር ኣድላዪ ይብል።

“ፀገም ክልቲኤን ሃገራት ካብ ምስሕሓብ ዶብ ዝሰገረ‘ዩ።ኣብ ዶብ ጥራሕ ተሓፂርና ክንዘራረብ እንተኾይኑ መፍትሒ ኣይንረኽበሉን።ስለዚ ጉዳይ ዶብ ንጊዚኡ ነውንዝፎ።እቲ ፀገም ኣብ ዝሓለፉ 12 ዓመታት እንተዘይተፈቲሑ፣ሎሚ-ዘበን‘ውን ኣይፍታሕን” ይብል።

”እቲ ቀንዲ ክፍለጥ ዘለዎ ነጥቢ፣ብይን ኮምሽን ዶብ ይሰረዝ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ።ኣብ ክንድኡ፣ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ክትግበር ኣይኽእልን‘የ ዝብል ዘለኹ”ይብል ንሱ።
ሙሉእ ቃለ-ምልልስ ምስ ቻትሃም ሃውስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:01 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG