ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣድልዎ ይኽሰስ


መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣድልዎ ይኽሰስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:52 0:00

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣድልዎ ይኽሰስ

“ቀዳምነት ንሰብኣዊ መሰላት” ዝተባህለ ትካል፡ ንመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ መሰል ተወላዶ ትግራይ ተጓዓዝቲ ጥሒሱ ብምባል ከምዝኸሰሶ ኣፍሊጡ።

እቲ ትካል ንፌደራል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘቕረቦ ክሲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መቐለን ሽረን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገብሮም በረራታት ኣብ ሕገ-መንግስቲ ንዝተቐመጡ መሰላት ማዕርነትን ብናጽነት ናይ ምንቅስቃስ መሰልን ከም ዘይኸበረ ኣመልኪቱ። ንኣማኻሪ ሕጊ እቲ ትካልን ምላሽ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብጽሑፍን ብምጥቕላል ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG