መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣድልዎ ይኽሰስ
“ቀዳምነት ንሰብኣዊ መሰላት” ዝተባህለ ትካል፡ ንመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ መሰል ተወላዶ ትግራይ ተጓዓዝቲ ጥሒሱ ብምባል ከምዝኸሰሶ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ንፌደራል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘቕረቦ ክሲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መቐለን ሽረን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገብሮም በረራታት ኣብ ሕገ-መንግስቲ ንዝተቐመጡ መሰላት ማዕርነትን ብናጽነት ናይ ምንቅስቃስ መሰልን ከም ዘይኸበረ ኣመልኪቱ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ