ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፌስቲቫል ንግዲ ኣብ ኡጋንዳ

ፌስቲቫል ንግዲ ኣብ ኡጋንዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:20 0:00

ፌስቲቫል ንግዲ ኣብ ኡጋንዳ

ብኤርትራውያን ወነንቲ ትካላትን ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኡጋንዳን ዝተዳለወ ፈስቲቫል ንግዲ፥ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ካምፓላ ተኻይዱ ኔሩ።

ዕላምኡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳን ህዝቢ ኡጋንዳን ናይ ባህልን ንግድን ምልውዋጥን ዕድላት ስራሕን ንምርኣይ'ዩ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG