ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፌስቲቫል ንግዲ ኣብ ኡጋንዳ


ፌስቲቫል ንግዲ ኣብ ኡጋንዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:20 0:00

ብኤርትራውያን ወነንቲ ትካላትን ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኡጋንዳን ዝተዳለወ ፈስቲቫል ንግዲ፥ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ካምፓላ ተኻይዱ ኔሩ። ዕላምኡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳን ህዝቢ ኡጋንዳን ናይ ባህልን ንግድን ምልውዋጥን ዕድላት ስራሕን ንምርኣይ'ዩ።

​
XS
SM
MD
LG