ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀዳማይ ምንስቴር ቦሪስ ጆንሰን ኣብ ለውጢ ኩነታት ኣየር ንዝተበፅሐ ስምምዕ ናእድኦም ገሊፆም


ቀዳማይ ምንስቴር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ለውጢ ኩነታት ኣየር ንምክልኻል ንዝገብሩ ፃዕርታት ንምዝታይ ኣብ ግላስገው ንክልተ ሰሙን ኣኼባ ድሕሪ ምክያዱ ንዝተበፅሐ ስምምዕ ናእድኦም ገሊፆም።

ኣብ ለንደን ንጋዜጠኛታት መግለፂ ዝሃቡ እቲ ስምምዕ ’’ብሓቂ ታሪኻዊ እዩ ኢሎምዎ።

ናብ ኣየር ዝበንን ጋዝ ብምንካይ ዓለምለኸ ዋዒ ኣብ 1.5 ድግሪ ሰልሽየስ ንምድራትን ናይ ከሰል ሓይሊ ወይ ፀዓትከብቅዕን ዝተጀምረሉ ኣስታት 200 ሃገራት ኣብቲ ስምምዕ ሽመን ኣስፊረን ኣለዋ ኢሎም ቦሪስ ጆንሰን።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG