ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ታሪክ ሂወት ድምጻዊን ሙዚቀኛን ፕሪንስ


ህቡብ ኣሜሪካዊ ድምጻዊን ሙዚቀኛ ፕሪንስ

ሃንደበታዊ ዕረፍቲ 57 ዝዕድሚኡ ኣሜሪካዊ ህቡብ ድምጻዊ ፕሪንስ ንኣፍቀርቱን ኣፍቀርቲ ሙዚቃ መላእ ዓለም ኣሰንቢዱ'ዩ።

ፕሪንስ ሮጀርስ ኔልሰን (ምሉእ ስሙ'ዩ) ድምጻዊ፡ገጣሚ፡ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሙዚቃ ዝጻወትን ተዋሳኣይን ትማሊ ሓሙስ ኣብ ሚንያፖሊስ ዝርኸብ መንበሪ ገዝኡ'ዩ ሞይቱ ተረኺቡ። ፕሪንስ ንቅድታት ጃዝን ዘመናዊ ሙዚቃታትን ሓዋዊሱ ብምጽዋት'ውን ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG