ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህቡብ ኣሜሪካዊ ድምጻዊ ፕሪንስ ዓሪፉ

ድምጻዊን ሙዚቀኛን  ቅዲ ሙዚቃ ፖፕ ፕሪንስ - የካቲት 7,2007
ድምጻዊን ሙዚቀኛን ቅዲ ሙዚቃ ፖፕ ፕሪንስ - የካቲት 7,2007

ኣሜሪካዊ ህቡብ ድምጻዊን ሙዚቀኛን ቅዲ ሙዚቃ ፖፕ ፕሪንስ ኣብ መበል 57 ዓመቱ ትማሊ ዓሪፉ።

ጸብጻባት መራኸቢ ብዙሓን ከምዝሓበርዎ ፕሪንስ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ሚነሶታ ከተማ ሚናፖሊስ ኣብ ዝርኸብ ገዝኡ ትማሊ ንግሆ ሞይቱ ተረኺቡ’ሎ።

ፕሪንስ ልዕሊ 100 ሚሊዮን ኣልቡማቱ ኣብ ዙርያ ዓለም ዝተሸጡን ሸውዓተ ጊዜ ሽልማት ግራሚ ዝተሸለመን ብፍላይ እታ ‘Purple Rain” ወይ ‘ ሊላ ዝናብ” ብዝተሰምየት ደርፉ ሽልማት ኦስካር ዝረኸበ ህቡብ ኣሜሪካዊ ስነ-ጥበባዊ’ዩ።

ስእልታት ህቡብ ኣሜሪካዊ ድምጻዊን ሙዚቀኛን ፕሪንስ

ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ የካቲት 18,1985 ዓ.ም.ፈ
1/8 ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ የካቲት 18,1985 ዓ.ም.ፈ
ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ የካቲት 4, 2007 ዓ.ም.ፈ
2/8 ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ የካቲት 4, 2007 ዓ.ም.ፈ
ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ ጥቅምቲ 22, 2015 ዓ.ም.ፈ
3/8 ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ ጥቅምቲ 22, 2015 ዓ.ም.ፈ
ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ የካቲት 4, 2007 ዓ.ም.ፈ
4/8 ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ የካቲት 4, 2007 ዓ.ም.ፈ
ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ ሚያዝያ 15, 2016 ዓ.ም.ፈ
5/8 ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ ሚያዝያ 15, 2016 ዓ.ም.ፈ
ፕሪንስ ምስ በዓልቲ ቤቱ ማኔወላ ቴስቶሊኒ ኣብ መበል 77 ሽልማት ኦስካት የካቲት 27, 2005 ዓ.ም.ፈ
6/8 ፕሪንስ ምስ በዓልቲ ቤቱ ማኔወላ ቴስቶሊኒ ኣብ መበል 77 ሽልማት ኦስካት የካቲት 27, 2005 ዓ.ም.ፈ
ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ 1985 ዓ.ም.ፈ
7/8 ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ 1985 ዓ.ም.ፈ
ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ ሚያዝያ 21, 2016 ዓ.ም.ፈ
8/8 ህቡብ ሙዚቀኛን ድምጻዊን ፕሪንስ ኣብ ሚያዝያ 21, 2016 ዓ.ም.ፈ
Previous slide
Next slide

This item is part of
XS
SM
MD
LG