ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮዽያ-ቤተ-እስራኤላውያን ንጉዳዮም ይካትዑሉ


ኢትዮዽያ-ቤተ-እስራኤላውያን
ኢትዮዽያ-ቤተ-እስራኤላውያን
ናብ እስራኤል ዝኣተው ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ ኢትዮዽያ እስራኤላውያን፣ንዓመታት ዘይተፈትሐ ፀገም ኣጓኒፍዎም‘ሎ።

ጋሻና ኣብራሃም ይርዳ፣ኢትዮዽያ ቤተ-እስራኤላውያን ማዕረ ካብ ካልኦት ሃገራት ብተመሳሳሊ ኣገባብ ናብ እስራኤል ዝኣተው ቤተ-እስራኤላውያን ፀገም ከምዘጋጠሞም ክጠቅስ ከሎ፣ኣናንያ ፈረደ ብወገኑ እቲ ፀገም ንኣስታት ሚእቲ ዓመታት ዝዘለቀን ገለ ሓንፀፅቲ ፖሊሲ እስራኤል ንኢትዮዽያ ቤተ እስራኤላውያን ኣይሁዳውያን ስለዘይኮኑ ክንቅበሎም የብልናን ክሳብ ምባል ከምዝበፅሑ ይጠቅስ።

ማእከል ባንክ ደም‘ታ ሃገር ደምኩም ተቀባልነት የብሉን ክብል ይነፅጎ። ኣብ‘ዚ ቀረባ‘ኳ ሓንቲ ኣባል ክነሰት(ፓርላማ) እስራኤል ዝኾና ወ/ሮ ተመሳሳሊ ፀገም ድሕሪ ዘጋጠመን እቲ ጉዳይ መዘራረቢ ኮይኑ‘ሎ።
ኢትዮዽያ-ቤተ-እስራኤላውያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:28 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG