ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፋብሪካ ቢራ ራያ ተረፈ ምህርቱ ንቐለብ እንስሳ ብናፃ የበርክት´ሎ

  • ግርማይ ገብሩ

ኣብ ከተማ ማይጨው ብሓደ ነጥቢ ሸውዓተ ቢልዮን ወጻኢ ዝተሃነጸ ፋብሪካ ቢራ ራያ ዛጊት 3.3 ሚልዮን ዋጋ ዘውጽእ ተረፈ ምህርቲ ንቐለብ እንስሳ ብናጻ ይህብ´ሎ።

ብተወሳኺ ኣብዚ ዓመት እዚ እውን 20 ሚልዮን ዘውጽእ ተረፍ ምህርቲ ንሓረስቶት ራያ ንምሃብ ተሸሊሙ´ሎ።

ሓረስቶት ወረዳ እንዳ መኾኒ በቲ ተረፈ ምህርቲ ልዑል ረብሓ ምርካቦም ይገልፁ። ካብ ጥሪቶም ፅቡቕ ውፅኢት ይረኽቡ ምህላዎም እውን ይምስክሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG