ኣስመራ፡ዋሽንግተን —
ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ፈጻሚት ጉዳይ ነታሊ ብራውን ኣብቲ ናይ ኤምባሲ ማህበራዊ መራኸቢ ብዙሃን (ፌስብክ) ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ንከተማ አስመራን ነበርታን እንኳዕ ሓጎሰኩም ድሕሪ ምባል ነዚ ንሕና ነበርታ መዓልታዊ ንምስክሮ ዘለና ፍሉይ ጽባቐ ኣስመራ ካልኦት’ውን ንክርእይዎን፡ ኣብ መዳይ ቱሪዝም ክድንፍዕን እዚ ኣፍልጦ ሓጋዚ ኽከውን ተስፋ እገብር ኢለን።
ያሬድ ተስፋይ ካብ ለንደን ኤምባሲ ኤርትራ ሓላፊ ዜናን ሓበሬታን’ዩ፡ ኣብቲ ኣብ ፖላንድ ዝተኻየደ አኼባ ዩኔስኮ አካል’ቲ ልኡኻን ኤርትራ’ዩ ኔሩ።
ከተማ ኣስመራ ኣብ ታሪኻዊ መዝገብ ጥንታዊ ስነ ቅርጻ ውርሻታት ዓለም ሰፊራ
Previous slide
Next slide
ብዛዕባ’ቲ ጉጅለ ልኡካትን ዝነበረ ኩነታትን ርእይትኡ ንድምጺ ኣሜሪካ ሂቡ’ሎ።