ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ስልጠና ቲያትር፤ ተውህቦን ትምህርቲን ንምውሳብ
ብሰለስተ ዓይነት ናይ ፊልም ዓውዲ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝሰልጠኑ 160 መንእሰያት፡ ኣብቲ ዓለምለኸ መዓልቲ ትያትር ዝዝከረሉ ዕለት 27 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ተመሪቖም። ምስ ኮሚሽን ባህሊን ስፖርትን ኤርትራ ብምትሕብባር ነዚ ንሰለስተ ዓመታት ዝቐጸለ ስልጠና ዝህበ ኤፍሬም ካሕሳይ (ወዲ-ዃዳ)’ዩ።
ቅጥዒ