ስልጠና ቲያትር፤ ተውህቦን ትምህርቲን ንምውሳብ


ስልጠና ቲያትር፤ ተውህቦን ትምህርቲን ንምውሳብ

No media source currently available

ብሰለስተ ዓይነት ናይ ፊልም ዓውዲ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝሰልጠኑ 160 መንእሰያት፡ ኣብቲ ዓለምለኸ መዓልቲ ትያትር ዝዝከረሉ ዕለት 27 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ተመሪቖም። ምስ ኮሚሽን ባህሊን ስፖርትን ኤርትራ ብምትሕብባር ነዚ ንሰለስተ ዓመታት ዝቐጸለ ስልጠና ዝህበ ኤፍሬም ካሕሳይ (ወዲ-ዃዳ)’ዩ። 

​
XS
SM
MD
LG