ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

▶ስነ-ጥበበኛታት ኣብ ቤተ-መዘከር ዓድዋ ምትእትታው ክግበር ይጽውዑ


▶ስነ-ጥበበኛታት ኣብ ቤተ-መዘከር ዓድዋ ምትእትታው ክግበር ይጽውዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:08 0:00

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝህነፅ ዘሎ፣ ቤተመዘክር ዓድዋ ዝቕመጡ ስራሕቲ ስነጥበብ ብዝምልከት ቅሬታ ከምዘሕደረ ማሕበር ሰኣልትን ቀረፅትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣቦ-መንበር እቲ ማሕበር ኣቶ ወንድወሰን ከበደ፡ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብዝሃቦ መብርሂ፣ እቲ ማሕበር፡ ኣብቲ ቤተመዘክር ብዛዕባ ዝቕመጡ ስእልታት፡ ሓውልታትን ቅርፅታትን ሕቶ ከምዘለዎ ገሊፁ። 

XS
SM
MD
LG