▶ስነ-ጥበበኛታት ኣብ ቤተ-መዘከር ዓድዋ ምትእትታው ክግበር ይጽውዑ
ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ፒያሳ ዝህነፅ ዘሎ፣ ቤተመዘክር ዓድዋ ዝቕመጡ ስራሕቲ ስነጥበብ ብዝምልከት ቅሬታ ከምዘሕደረ ማሕበር ሰኣልትን ቀረፅትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣቦ-መንበር እቲ ማሕበር ኣቶ ወንድወሰን ከበደ፡ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብዝሃቦ መብርሂ፣ እቲ ማሕበር፡ ኣብቲ ቤተመዘክር ብዛዕባ ዝቕመጡ ስእልታት፡ ሓውልታትን ቅርፅታትን ሕቶ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ