ኣብ ሆንግ-ኮንግ ዝተካየደ ዝዓበየ ምርኢት ስነ-ጥበብ ኤስያ ካብ 239 መድረክ ስነ-ጥበብ ዝተዋጽኡ ዘመናዊን እዋናዊን ስርሓት ስነ-ጥበብ ኣአንጊዱ።ኣብቲ ምርኢት ካብ 35 ሃገራትን ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ሆንግ-ኮንግ ዝተዋጽኡ ስርሓት ዝቐረቡ ኮይኖም እቲ ምርኢት ናይቲ ኣህጉር ቀንዲ ማእከል ንግዲ ኮይኑ'ሎ።
ሆንግ-ኮንግ ኣብ ኣህጉር ኤስያ ዝዓበየ ምርኢት ስነ-ጥበብ ተአንግድ
1
ሆንግ-ኮንግ ኣብ ኣህጉር ኤስያ ዝዓበየ ምርኢት ስነ-ጥበብ ተአንግድ - መጋቢት 25, 2016
2

3

4