ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሆንግ-ኮንግ ኣብ ኣህጉር ኤስያ ዝዓበየ ምርኢት ስነ-ጥበብ ተአንግድ

ኣብ ሆንግ-ኮንግ ዝተካየደ ዝዓበየ ምርኢት ስነ-ጥበብ ኤስያ ካብ 239 መድረክ ስነ-ጥበብ ዝተዋጽኡ ዘመናዊን እዋናዊን ስርሓት ስነ-ጥበብ ኣአንጊዱ።ኣብቲ ምርኢት ካብ 35 ሃገራትን ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ሆንግ-ኮንግ ዝተዋጽኡ ስርሓት ዝቐረቡ ኮይኖም እቲ ምርኢት ናይቲ ኣህጉር ቀንዲ ማእከል ንግዲ ኮይኑ'ሎ።

XS
SM
MD
LG