ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቅ ምስ ክፍሊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ


ዓረና ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዝተመስረተ ፓርቲ’ዩ፣ ስትራተጂኡን ፖሊሲኡን ሰላማዊ’ዩ። ካብ መንግስቲ ክረኽቦም ዝግባእ ኣገልግሎታት ሓደ ቤት ጽሕፈት’ዩ ግን ኣይካኣልናን’ ይብሉ ኣቶ ዓንዶም ገ/ስላሴ።

ኣቶ ዓንዶም ወሲኹ ማሕበራዊ ዴሞክራሲያዊን ሰብኣዊን መሰላት ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓመቀ ብርኪ’ዩ ዝርከብ’ ይብል።

መሳርሕትና በትረ ስልጣን ናብ መቀለ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ዘዘራረቦም ኣቶ ዓንዶም ‘ቅልውላው ወልቃይት ናይ ኢህወዴግ ግዕዙይ ምምሕዳር ዝፈጠሮ ቅልውላው’ዩ እውን’ ኢሎም ይገልጽዎ። ኣብ ዘረባና ኣቶ ዓንዶም ነዚ ቃለ ምልልስ ዝሃቡና ኣዋጅ ህጹጽ ጊዜ ቅድሚ ምትግባሩ’ዩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:07 0:00


XS
SM
MD
LG