ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንታነ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ክልል ትግራይ


ትንታነ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ክልል ትግራይ(1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:38:07 0:00

ትንታነ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ክልል ትግራይ(1ይ ክፋል)

ኣብ ውሽጢ መሪሕነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ነቲ ውድብ ይኹን ነቲ ክልል ኣብ መንቀራቕር ኣእትዩ ኣብ ውሽጢ ክልል ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ይኹን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣብ ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ ሻቐሎትን ስኽፍታን ፈጢሩ ይርከብ።

ጉባኤ ህወሓትን ስምምዕ ፕሪቶሪያን ካብቶም እቶም መራሕቲ ዝፈላለዩሎምን ዝጨቓጨቕሎም ጉዳያት'ዮም።

ኣብዚኦምን ካልኦት ዛዕባታትን ፖለቲካ ክልል ትግራይ ንበዓል-ሞያ ሕጊ ኢሳያስ ሃይለማሪያም ካብ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎርኒያን በዓል-ሞያ ስነ ቁጠባ ሲሳይ ተኽሉ ካብ ክፍለ ግዝኣት ኮሎራዶን እዮም።

ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG