ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንታነ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ክልል ትግራይ(2ይ ክፋል)


ትንታነ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ክልል ትግራይ(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:33:14 0:00

ኣብ ውሽጢ መሪሕነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ነቲ ውድብ ይኹን ነቲ ክልል ኣብ መንቀራቕር ኣእትዩ ኣብ ውሽጢ ክልል ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ይኹን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኣብ ዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ ሻቐሎትን ስኽፍታን ፈጢሩ ይርከብ።

XS
SM
MD
LG