ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ-ኤርትራውያን ሰብሞያ ቁጠባን ሕሳብን፡ ብዛዕባ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ርእይትኦም ይህቡ (2ይ ክፋል)


ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ፡ ምሁር ቁጠባን መምህር ዩኒቨርሲቲን ካብ ዓዲ እንግሊዝ'ዩ ኣቶ ኢብራሂም ዓብደኑር፡ ምሁር ሕሳብን፡ ሓላፊ ክፍሊ ምምሕዳር ባንኪ ኤርትራ ዝነበረን`ዮም።

ምኽንያትን መበገሲን ምቕያር ናቕፋ እንታይ`ዩ? ምስ ዝቕባበን ዕብየት ኤኮኖምን ብኸመይ ይተኣሳሰር? ባንክታት ኤርትራ ስለምንታይ`የን፡ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ስሉጣት ዘይኮና?

እዚ ሓዲሽ ለውጢ ባጤራ ናቕፋ`ኸ፡ ኣብ ዘመናውነት ስርዓት ባንኪ እንታይ ለውጢ ከምጽእ`ዩ? ዝብሉን ካልኦትን ሕቶታት ክምልሱ ፈቲኖም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG